ብፁዕ ኣቡነ በርቲን፣ ቅልውላው ሶማሊያ

ኣብ ኡጋንዳ ርእሰ ከተማ ካምፓላ ዝተኻየደ ናይ መራሕቲ መላእ ሃገራ ኣፍሪቃ ጉባኤ ብናይ ሶማሊያ ጉዳይ ብፍላይ ድማ እቲ ኣብታ ሃገር መዕለቢ ዘይረኸበ ማኅበራውን ፖለቲካውን ኤኮኖሚያውን ቅልውላውን ብዛዕባ እቲ ድኹም ናይ መሠጋ ...»
|
ሰንበት ዘመብረቅ (25.11.2002/01.08.2010)
|
ዘክረምት 4ይ (18.11.2002/25.07.2010)
|
|

|
"ቤተ ክርስትያን መንእሰይን ሕጉስትን እያ" ፡ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት በነዲክቶስ፡




ቤተ ክርስትያን ወላኳ ስቃይ እንተለዋ መንእሰይን ሕጉስትን ኢያ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት በነዲክቶስ መበል ዓሰርተ ሽዱሽተ ፡ እዚ ትከታተልዎ ዘለኹም ራድዮ ቫቲ
ቅዱስ አቦና ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት በነዲክቶስ ነዚ ዓረፍተ ነገር’ዚ ዝበሉ ትማሊ ክኽውን ከሎ ሐሙሽተ ዓመታት ርእሰ ሊቃነ ጵጵስንኦም አተኲሩ ዝተቀርጸ ፊልም ምስ ተዓዘቡ ከም ዝኾነ ካብቲ አብ ዕረፍቲ ዝርከቡሉ ቦታ ሓዋርያዊ መንበረ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካስተል ጋንደልፎ ዝመጸ ዜና አመልኪቱ።
እዚ ናይ ሐሙሽተ ዓመታት ርእሰ ሊቃነ ጵጵስንኦም ዘተኮረ ፊልም አብ ጀርመን ባየሪሸ ሩንድፉንክ ዝተሰየመ መደበር ተለቪዝዮን ዝተቀርጸ ከም ዝኾነ ክምልከት ከሎ፡
ብጀርመናውያን ደረስቲ ዝተወሃሃደ ከም ዝኾነ እቲ ዜና ሐ ...»

|
ዓለምለኸ ዕለተ ሰላም




ቅዱስ ኣቦና ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት በነዲክቶስ መበል 16 ንዝመጽእ ዓመት ኣብ ባሕቲ ጥሪ ንዝኽበር ዓለምለኸ ዕለተ ሰላም ዝኸውን ኣርእስቲ “ጐደና ናይ ሰላም ነጻነት ሃይማኖት” ንክኸውን ከምዝመረጹ ካብ ቅድስት መንበር ዝወጸ ዜና ኣመልኪቱ። ቀንዲ ዘተኲረሉ ዓውዲ ድማ “እምነቶም ዝምስክሩ ሰባት ብሰንኪ ምስክርነቶም ዝወርዶም ዘሎ ተነጽሎን ኣደራዕን” ዚምለከት ከምዝኾነ እውን ምስዚ ተታሓሒዙ ዝመጸ መግለጺ ኣብሪሁ።
ሎሚ ኣብ ዓለምና ንነጻነት ሃይማኖት ዚጻረሩ ዝተፈላለዩ ቀይድታት ከምዘለው እዚኦም ከኣ መብዛሕትኡ ጊዜ ውኁዳን ምእመናን ኣብ ዝርከበሉ ወላ እውን ውኁዳን ኣብ ዘይኮኑሉ እውን ኣብ ማኅበረ ሰባውን ፖሎቲካውን ናብራ ክሳተፉ ንዝጽዕሩ ዘጓንፉ ጸገማት የጠ ...»

|
ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ.፣ ፍጹምን ዘይበርስን ሃብቲ ክርስቶስ ጥራሕ ኢዩ




ትማሊ ብናይ ላቲን ሥርዓት ናይ ዕለቱ ንባበ ወንጌል፣ ካብ ወንጌል ማቴዎስ ምዕራፍ 14 ካብ ፍቕዲ 44 ክሳብ 46 ብዛዕባ እቲ ተቐቢሩ ዝተረኽበ ወርቅን ዕንቍን ዝዛረብ መልእኽቲ ከምዝነበረ ክፍለጥ እንከሎ፣ ቅዱስ ኣቦና ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ኣብቲ ንባብ ወንጌል ተመርኵይዞም ኣብ ዘቕረብዎ ሥልጣናዊ ስብከትን ኣስተምህሮን፣ መንግሥተ ሰማይ ኣብ ግራት ዝተኃብአ ሃብቲ ከምዝኾነትን፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ብልጫን ረብሓን ኣሞ ኣብ መኽሰብ ጥራሕ ዘተኮረ ከይዲ ኤኮኖሚ፣ ካብ ቅድም ዝነበረ እሞ ናይ ዝኾነ ይዅን ዘመን ሰብ ቀሲኑን ስዒብዎ ኢዩ፣ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዛዕባ ባህርዪ ፍጥረት ሰብ ፍጹም ርድኢት ዘለዎ ብምዃኑ፣ ነቲ ኣብ ግኡዝ ብፍላይ ድማ ኣብ ገ ...»

|
ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ.፣ ንእግዚኣብሔር ጽን ምባል




ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ካብ ዝሓለፈ ዕለት 7 ሓምለ 2010 ዓ.ም. ንናይ ለብዘበን ሓጋዕ ዕረፍቲ ኣብ ከተማ ካስተልጋንዶልፎ ናብ ዝረከብ መንበር ር.ሊ.ጳ. ከምዝኸዱ እንክፍለጥ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ፍርቂ መዓልቲ ጸሎት መልኣከ እግዚኣብሔር ኣዕሪጎም ኣብ ዘስምዕዎ ስብከት፣ እዋን ዕረፍቲ ብዝያዳ ድምጺ ኣግዚኣብሔር ጽን እንብለሉ ምቹእ ጊዜ ኢዩ እንክብሉ ከምዝገለጹ ክንገር እንከሎ፣ ናይ ቅድስቲ መንበር ክፍሊ ዜናን ማኅተም ሓላፊ ናይ ራዲዮ ቫቲካን ዋና ኣመሓዳሪ ኣባ ፈደሪኮ ሎምባርዲ ናይ ቅዱስ ኣቦና ናይ ሓጋይ ዕረፍቲ እንታይ ይመስል ኣብ ዝብል ሕቶ ተመርኲይዞም ኣብ ዘቕረብዎ ርእሰ ዓንቀጽ፣ ኣብ ጽሞናን ጸሎትን ኣስተንትኖን ብፍላይ ድ ...»

|
|
































|